Fana: At a Speed of Life!

348 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ፀገም ዝነበሩ 348 ዜጋታት ሎሚ መዓልቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።

እቶም ተመለስቲ ኩሎም ኣወዳት ከምዝኾኑ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

መንግስቲ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ብሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝምራሕ 16 መንግስታዊ ኣብያተ ዕዮ ብኣባልነት ዝሓቖፈ ብሄራዊ ኮሚቴ ብምጥያሽ 102 ሺሕ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላሽ ብምትላም ናብ ስራሕ ምእታዊ ይዝከር።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.