Fana: At a Speed of Life!

413 ኢትዮጵያውያን ፍልሰተኛታት ካብ ጅቡቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)413 ኢትዮጵያውያን ፍልሰተኛታት ካብ ጅቡቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።

ትማሊ ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ፍልሰተኛታት እተን 164 ደቂ ኣንስትዮ እንትኾና 249 ድማ ደቂ ተባዕትዮ ኢዮም ተባሂሎም፡፡

እቶም ፍልሰተኛታት ብበዝሒ ኣብ ጅቡቲ ከባቢ ታጁራ ዝነበሩን ብምኽንያት ዘይሕጋዊ ፍልሰት ኣብቲ ከባቢ እናተሳቐዩ ዝፀንሑ ኢትዮጵያውያን ከምዝኾኑ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ኣፍሊጡ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.