Fana: At a Speed of Life!

45 ዶካትርን ሰብ ሞያ ሕክምናን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሞያዊ ደገፍ ንምሃብ ናብ ግንባር ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዘለዋ ሆስፒታላት ዝተውፃእፅኡ 45 ዶካትርን ሰብ ሞያ ሕክምናን ንሰራዊት ምክልኻል ሀገር ሞያዊ ደገፍ ንምሃብ ናብ ግንባር ኣምሪሖም።

ሓላፊ ቢሮ ጥዕና  ዶክተር ዮሀንስ ጫላ ሓዊሱ እቶም 45 ሰብ ሞያታት ሕክምና ሎሚ መዓልቲ ምፍናው ተገይሩሎም።
ምክትል ከንቲባ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ፣ ሚኒሰትር ምክልኻል ዶ/ር ቀነአ ያደታ፣ ዓበይቲ ዓዲን ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብን ኣብ ዝተረኸቡሉ እዩ እቲ ስነ ስርዓት ምፍናው ተኻይዱ።

እቶም 45 ሰብ ሞያታት ሕክምና ልዕሊ 11 ሚሊየን ብር ዝግመት  መድሓኒታትን ናውቲታት ሕክምነን ብምሓዝ ኢዮም ተጓዒዞም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.