Fana: At a Speed of Life!

500 ናይ ሕሶት በዓለ ክልተ ሚኢቲ ኖት ብር ሒዞም ዝተረኸቡ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ልደታ ናይ ሕሶት ኖ ብር ሒዞም ዝተረኸቡ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም፡፡

ኣባላት ምክትል ዳይሬክተሬት ፖሊስ ዘፈር ኢንተለጀንስ ምክልኻል ገበን ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ብዝገበሩዎ ጥንኩር ምክትታል ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ልደታ ወረዳ 03 ፍሉይ ሽሙ ኮካ ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ ኢዩ እቶም ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም ዘለዉ፡፡

ግለሰቦቹ በቁጥጥር ስር ሲውሉ ከ500 (አምስት መቶ) ባለ ሁለት መቶ ሐሰተኛ የብር ኖት ጋር ነው

እቶም ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር እንትውዕሉ፥ ምስቲ 500 ናይ ሕሶት በዓለ ክልተ ሚኢቲ ኖት ብር ኢዩ፡፡

ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ልዕሊ እቶም ውልቀ ሰባት ምርመራ እናተገበረ እንትኸውን፥ ሕብረተሰብ መሰል ዘይሕጋዊ ተግባራት እንተጋጥሞ ንመኽበርቲ ሕጊ ሓበሬታ ብመሃብ ምትሕብባሩ ኣጠናኺሩ ንኽቕፅል ፖሊስ ፌዴራል ፃውዒት ኣቕሪቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.