Fana: At a Speed of Life!

ህንፀት ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብዝምልከት መድረኽ ዘተ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብዝምልከት መድረኽ ዘተ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ፌዴሪኢ ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ ዘተ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዊሱ ሚኒስትራት፣ ኣባላት ኮሚቴ ድርድር፣ ምሁራን፣ ፍሉጣት ሰባትን ካልኦት ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ዝተውፃእፅኡ ኣካላትን ይሳተፉ ኣለዉ።

ከይዲን ኣንፈትን ድርድር ህዳሰ ግድብ ኢትዮጵያ ብዝምልከት  ዘተ ይግበረሉ ከምዘሎ እውን ተሓቢሩ።

እዋናውን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.