Fana: At a Speed of Life!

ልዕሊ 258 ሚሊየን ብር ዝግመት ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ጉምሩክ ልዕሊ 258 ሚሊየን ብር ዝግመት ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ገሊፁ።

እቲ ኮሚሽን ከምዝበሎ፥ 214 ነጥቢ 4 ሚሊየን ናውቲታት ኮንትሮባንድ ኣታዊን 43 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ናውቲታት ኮንትሮባንት ወፃኢን ብድምሩ ልዕሊ 258 ነጥቢ 1 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘሎም ናውቲታት ኢዮም ተታሒዞም።

ካብ መንጎ እቶም ዝተትሓዙ፥ ኣልባሳት፣ ነዳዲ፣ እንስሳት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ቡና፣ መድሓኒት፣ ተሽከርከርቲ፣  ጫት፣ መዐወንቲ እፃት፣ ዘይቲ በልዑን ከምዝርከብዎም ካብቲ ኮሚሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.