Fana: At a Speed of Life!

ሓበራዊ መድረኽ ዘተ  ኢትዮ-ሕብረት ኣውሮፓ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ሕብረት ኢትዮ- ሕብረት  ኣውሮፓ ተሳሊጡ።

እቲ መድረኸሰ ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን  ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ኣውሮፓ ሕብረት ኣምባሳደር ጆሃን ቦርግስታም ኢዩ ተመሪሑ።

ኣብ ጉዳይ ትሕብብር ሕብረት ኢትዮ-ኣውሮፓ፣ እዋናዊ ኩነታት ትግራይ፣ ሓለዋ ሰብዓዊ መሰል፣ ሃገራዊ ምርጫ  ዘተኮር መድረኽ ምንባሩ ድማ ተሓቢሩ።

ኣይተ ደመቀ መኮንን፥ ምንም እኳ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ጎንፅታት እንተጋጠመ ኮቪድ-19 ዝፈጥሮ ኣሉታዊ ፅዕንቶ እንተነበረ እዉን ምቹው ኩነታት ኢንቨስትመንት ብምጥቃም ውፅኢት ከምዝተመዝገበ ተዛሪቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.