Fana: At a Speed of Life!

ሕብረተሰብ ናይ ሓሶት ሓበሬታ ይውዛዕ ዘሎ ምዃኑ ኣቐዲሙ ብምፍላጥ ጥንቃቐ ንክገብር ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ገበነኛታት ካብ ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ኢሜይል ኣድራሻ ዝተልኣኸ  ብምምሳል ሓበሬታ ብምሕታትን ናይ ሓሶት ምላሽ ኣብ ምሃብን ከምዘለዉ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ኣፍሊጡ።

ስለ ዝኾነ ሕብረተሰብ ናይ ሓሶት ሓበሬታ ይውዛዕ ዘሎ ምዃኑ ኣቐዲሙ ብምፍላጥ ጥንቃቐ ንክገብር ፃውዒት ኣቕሪቡ።

ብተወሳኺ ከምዚኦም ዝበሉ ዘጠራጥሩን ጥፍኣት ዘስዕቡን ምንቅስቓሳት ንኣካላት ኣኽበርቲ ሕጊ ንከፍልጥ ፃውዒት ኣቕሪቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.