Fana: At a Speed of Life!

መርከብ ኢትዮጵያ ኣብ ወደብ በርበራ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚራ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) “ጊቤ” በዝብል እትፍለጥ መርከብ ኢትዮጵያ ኣብ ሶማሌ ላንድ፣ ወደብ በርበራ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚራ።

እታ መርከብ ድሕሪ 20 ዓመታት ንመጀመርታ ጊዘ ኢያ ኣገልግሎት ምሃብ ዝጀመረት እንትትከውን፥ “ገልፍ ኢንዲያ ሰብ ኮንቲነንት” ካብ ዝበሃል ከባቢ 11 ሺሕን 200 ቶን ሽኮርን ሩዝን በምፅዓን ትማሊ ኣብቲ ወዴብ ከምዝበፅሐት ተገሊፁ።

ኣብቲ ከባቢ እንትትበፅሕ ኣቀባብላ ከምዝተገበረላ ድማ ግዜኢ ፀብፂቡ።

ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ኣይተ ሮባ መገርሳ፣ ቆንስላ ጀነራል ኢትዮጵያ ኣብ ሶማሊያ ሰኢድ መሐመድ ጅብሪልን ካልኦት ዘመልከቶም ኣካላትን ኣብቲ ወደብ ብምርካብ ኣቀባብላ ከምዝገበሩላ እውን ተሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.