Fana: At a Speed of Life!

መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ብዝነበሮ ክቕፅል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ብዝነበሮ ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ንግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ።

ብመሰረት እዚ ካብ 28 ጥቅምቲ 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ናይ ኩሎም ፍሪያታት ነዳዲ መሸጢ ዋጋ ብዝነበሮ ንክቕፅል ዝተወሰነ ከምዝኾነ እቲ ሚኒስቴር ገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.