Fana: At a Speed of Life!

መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ወርሒ ሓምለ ብዝነበሮ ክቕፅል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ካብ 23 ሰነ ክሳብ 30 ሓምለ 2015 ዓ.ም  ብዝነበሮ ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ንግዲን ቀጠናዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ።

ብመሰረት እዚ፦

  1. ቤንዚን ……………………………………… ብር 69.52 ብሊትሮ
  2. ፃዕዳ ናፍጣ…………………………………… ብር 71.15 ብሊትሮ
  3. ኬሮሲን ……………………………………… ብር 71.15 ብሊትሮ
  4. ነዳዲ ኣውሮፕላን …………………………. ብር 65.35 ብሊትሮ
  5. ቀሊል ፀሊም ናፍጣ………………………….. ብር 57.97 ብሊትሮ
  6. ከቢድ ፀሊም ናፍጣ………………………….. ብር 56.63 ብሊትሮ

ከምዝሽየጥ እቲ  ሚኒስቴር ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዝለኣኾ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.