Fana: At a Speed of Life!

መበል 12 ዓለም ለኸ ምርኢት ንግዲ ኢትዮ ቻምበር ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ደኣንት ዝሳተፍሉ መበል 12 ዓለም ለኸ ምርኢት ንግዲ ኢትዮ ቻምበር ተኸፊቱ።

ቤት ምኽሪ ንግዲን ዓውዲ ማሕበራትን ኢትዮጵያ ምስ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ብምውዳድ ዘዳለዎ ከምኾነ ተሓቢሩ።

ሚኒስትር ዴኤታ ኣይተ ንጉሱ ጥላሁን፥ ልኡኽ እቲ ሚኒስቴር ንምውፃእ መንግስታዊን ዘይመንግስታዊን ምስ ዝኾኑ ትካላት ከምዝስራሕ ሓቢሮም።

ኣብቲ ኤግዚብሽን ደኣንት ካብ ዓለም ለኸ ትካላት ልምዲ ዝረኽብሉ ከምዝኾነ ተዛሪቦም።

ልዕሊ 250 ኣፍረይቲ ኢንተርፕራይዛትን ዓለም ለኸ ኩባኒያታትን ከምዝሳተፉ ድሓ ተገሊፁ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.