Fana: At a Speed of Life!

መበል 39 ኣኼባ ፈፃሚ ስራሕ ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)መበል 39 ኣኼባ ፈፃሚ ስራሕ ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ዋና ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብቲ ጉባኤ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣባል ሃገራትን ሓለፍቲ ስራሕን እቲ ሕብረት ተረኺቦም።

ኣቦ መንበር እቲ ሕብረት ሙሳ ፋቂ መሃማት፥ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣፈፀምቲ ስራሕ ብምኅንያት ኮቪድ-19 ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ዓማውቲ ከምዘይተኻየደ ተዛሪቦም።

ሕብረት ኣፍሪካ ብዛዕባ ዝንቀሳቐሰሉ በጀትን ሓገዝ ፋይናንስን ኣብ ዝምልከት ውሳነታት ከምዘድልዩ እውን ገሊፆም።

ሎሚን ፅባሕን ኣብ ዝሳለጥ ኣኼባ፥ መራሕቲ ሃገራት፣ ትካላት ማሕበረሰብ ዞባዊ ቁጠባ ሃፍቲ ሕብረት ኣፍሪካን ኣብ ትሕቲ እቲ ሕብረት ዝርከቡ ትካላት ኣብ ሳልሳይ ፍርቂ ዓመት ንዝገብሩዎ ሓበራዊ ዘተ ኣጀንዳታት ዝቐርቡሉ ኣኼባ ኢዩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.