Fana: At a Speed of Life!

መናእሰይ ውርጌሳ ከባቢኦም ብጁንታ እንተየድፈሩ ምፅነሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጁንታ ነዓና ሓሊፉ ናብ ዞባ ደቡብ ወሎ ንምእታው ፃዕሪ ይግበር እምበር  ብሓድነት ደው ብምባልና ከባቢና እንተየድፈርና ፀኒሕና ኢና ክብሉ መናእሰይ ከተማ ውርጌሳ ገሊፆም።

ኣብ ከተማ ዝርከቡ መናእሰይ ምስ ሪፖርተራት ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝገበሩዎ ፃንሒት፥ እቲ ጁንታ ከባቢ ውርጌሳ ንምቁፅፃር ብዙሓት ሰለልቲ ናብታ ከተማ ብምልኣኽ ፃዕሪ ይግበር እምበር ኣይተሳኸዐሉን ኢሎም።

እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ከተማ ውርጌሳ ንምቁፅፃር ተደጋጋሚ ፈተነታት ይግበር እምበር ብጥምረት ሓይሊታታት ፀፅታን መናእሰይን እንተይተሳኸዐሉ ተሪፉ ኢዩ ኢሎም።

እቲ ጉጅለ ጋዜጠኛታት ኣብቲ ቦታ ብዝገበሮ ትዕዝብቲ ከተማ ውርጌሳን ከባቢኣን ናብ ስሩዕ ምንቅስቓስ ከምዝተመ፣ለሰት ተዓዚቡ።

ብከድር መሓመድን ሃብታሙ ተክለስላሴን

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.