Fana: At a Speed of Life!

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ክልተ ኩባንያታት ብምዃን ፈላማይ ኣገልግሎት ፅዕነት ስምምዕነት ትግበራ ናፃ ቀጠና ንግዲ ኣፍሪካ  ኣጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ክልተ ኩባንያታት ብምዃን ፈላማይ ኣገልግሎት ፅዕነት ስምምዕነት ትግበራ ናፃ ቀጠና ንግዲ ኣፍሪካ  ኣጀሚሩ።

እቲ መገዲ ኣየር ምስ ዲ ኤች ኤልን ትሬድ ግሩፕ ኤሌክትሮኒክ ኣፍሪካን ብምዃን ኢዩ  ፈለማ ግልጋሎት ፅዕነት ኣጀሚሩ።

ብመሰረት እዚ ነፃ ቀጠና ንግዲ ኣፍሪካ ትማሊ ስራሕ ጀሚሩ ኣሎ።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ናይ ኣፍሪካ ነፃ ቀጠና ንግዲ ስራሕ ምጅማሩ ኣመልኪቱ ዘሕለፍዎ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ፥ ናይ ኣፍሪካ ነፃ ቀጠና ንግዲ ምጅማሩ ዞባዊ ምትእስሳር ከምዝፈጥር ምግላፆም ይዝከር።

እቲ ቤት ፅሕፈት ቆነስላ ንዝተገበረ ደገፍ አመስጊኑ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.