Fana: At a Speed of Life!

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ከተማ ለንደን ዝገብሮ ሳምንታዊ በረራ ናብ 10 አዕቢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ከተማ ለንደን ዝገብሮ ሳምንታዊ በረራ ካብ 7 ናብ 10 ንምዕባይ ከምዝተዳለወ ኣፍሊጡ።

እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ከተማ ለንደን ናብ ዝርከብ ጋትዊክ ኤርፖርት ዝገብሮ ሓዱሽ ሰሙናዊ በረራ ካብ 11 ሕዳር 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ከምዘካይድ ገሊፁ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.