Fana: At a Speed of Life!

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ካዛብላንካ በረራ ምምልላስ ፅዕነት ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ካዛብላንካ በረራ ምምልላስ ፅዕነት ክጅምር ኢዩ።

ናብ ካዛብላንካ ዝገብሮ በረራ ኣብ ሰሜን ኣፍሪካ ፈላማይ ከምዝኾነ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ እቲ መገዲ ኣየር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ኣፍሪካ ዝገብሮ በረራታት ምጊዕዓዝ ፅዕነት ቁፅሩ ናብ 34 ክብ ከምዘበሎ ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.