Fana: At a Speed of Life!

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ጋና ዝተኻየደ ውድድር ቢዝነስ ኣፍሪካ ተሸላሚ ወርቂ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ጋና ዝተኻየደ መበል 15 ውድድር ቢዝነስ ኣፍሪካ ተሸላሚ ወርቂ ኮይኑ።

እቲ መገዲ ኣየር ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ምትእስሳር ንዘበርከቶ ዕዙዝ ኣስተዋፅኦ ተሸላሚ ከምዝገበሮ ተሓቢሩ፡፡

መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ሃገራት ኣፍሪካ ብዓውዲ ኣቪየሽን መሪሕ ኮይኑ ብምግልጋሉ ኣብ ኢኮኖሚ ጋና እውን ኣወንታዊ ፅዕንቶ ኣንቢሩ ኢዩ ተባሂሉ፡፡

ከም ፀብፃብ ኣቪየሽን ጋና፥ መበል 15 ውድድር ቢዝነስ ጋና ኣህጉራዊ ውድድር፤ ምስ ምትግባር ናፃ ናይ ንግዲ ቀጠና ስዒቡ ብምክያዱ ዞባዊ ምትሕብባር ኣስተዋፅኦ ኣብ ዝገበሩ ኩባኒያታት ትኹረት ከምዝገበረ ኢዩ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5…

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.