Fana: At a Speed of Life!

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዓማዊል ብምጉዕዓዝ ቀዳማይ ደረጃ ሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ 2020 ዓማዊል ብምጉዕዓዝ ቀዳማይ ደረጃ ከምዝሓዘ ማሕበር መገዲ ኣየር ኣፍሪካ ዕላዊ ገይሩ፡፡

እቲ ማሕበር መገዲ ኣየራት ኣብ ዓመታዊ ኣገልግሎት ፅዕነተን ኣመልኪቱ ብዝህቦ ደረጃ ኢዩ እቲ መገዲ ኣየር ቀዳማይ ደረጃ ሒዙ ዘሎ፡፡

ስለዝኾነ ድማ 500 ሺሕ ቶን ፅዕነት ብምጉዕዓዝ ቀዳማይ ምዃኑ ካብቲ መገዲ ኣየር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.