Fana: At a Speed of Life!

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዝበለፀ ሽልማት መገዲ ኣየር ኣፍሪካ 2023 ተዓዊቱ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዝበለፀ ሽልማት መገዲ ኣየር ኣፍሪካ 2023 ንመበል ራብዓይ ግዘ ተዓዊቱ።

መቐመጢኡ ኣብ ብሪታኒያ ዝገበረን መገዲታት ኣየር ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኣገልግሎት በቢዓመቱ ኣወዳዲሩ ዝሽልምን “ቢዝነስ ትራቭለር ኣዋርድ” ኣብ ከተማ ለንደን ተሳሊጡ።

ኣብቲ መድረኽ፥ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዝበለፀ ሽልማት መገዲ ኣየር ኣፍሪካ 2023 ተዓዊቱ።

መገዲታት ኣየር ኬኒያን ደቡብ ኣፍሪካን ድማ ብቕደም ሰዓብ ካልኣየን ሳልሳይን ደረጃ ከምዝሓዙ ካብ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.