Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጀስቲክን ኣብ ክልላት 7 ኣገልግሎታት ክህብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጀስቲክን ቅድመ ሐዚ ብበዓል መዚ ትራንስፖርት ኣቢሎም ኣብ ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን እንትህቦም ዝነበረ 7 ኣገልግሎታት ከምዝህብ ተገሊፁ።

እቲ ሚኒስቴር ምስ ኣመራርሓ ምምሕዳራት ከተማን ክልላትን ዓውዲ ትራንስፖርትን ሎጀስቲክን መድረኽ ዘተ የካይድ ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጀስቲክን ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ÷ ብመሰረት እቲ ሓዱሽ ኣወዳድባ ቅድመ ሐዚ ብበዓል መዚ ትራንስፖርት ኣቢሎም ኣብ ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ዝወሃቡ ዝነበሩ ኣገልግሎታት ከምዝተለለዩ ገሊፀን።

እዚ ድማ እቶም ኣገልግሎታት ንህዝቢ ብዝበለፀ ተበፃሒን ቅልጡፍን ብዝኾነ መገዲ ንምሃብ ዘኽእል ኢዩ ኢለን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.