Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሃሰን ሼክ ሞሓመድ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ኮይኖም ብምምራፆም መግለፂ ሓጎስ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ሃሰን ሼክ ሞሓመድ ፕሬዚዳንት ፌዴራላዊት ሪፐብሊክ ሶማሊያ ኮይኖም ዳግም ብምምራፆም መግለፂ ሓጎስ ኣመሓላሊፉ።

ፓርላማ ሶማሊያ ሃሰን ሼክ ሞሓመድ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ገይሩ ምምራፁ ይፍለጥ።

ትማሊ ኣብ ዝተኻየደ መረፃ ናይ መወዳእታ ምሃብ ድምፂ ሃሰን ሼክ ሞሓመድ ኣብ ስልጣን ንዝነበሩ መሓመድ ኣብዱላሂ ፋርማጆ ብምስዓር ኢዮም ክምረፁ ዝኸኣሉ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.