Fana: At a Speed of Life!

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ቀለም ህንፃታት ብዝምልከት መብርሂ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ግንቦት ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ቀለም ህንፃታት ብዝምልከት መብርሂ ሂቡ።

ኣዲስ ኣበባ ከም ስማ ውቅብቲ ንክትከውንን ዓለም ለኸ ደረጃ ዝምጥን ፅባቐ ንክህልዋን ካብ መንጎ ዝስርሑ ስራሕቲ ቀለም ህንፃታትን ቁመትን ዝውስን ኣሰራርሓ ምትግባር ኢዩ ኢሉ።

ህፃታት እታ ከተማ ኣብዚ ሐዚ እዋን ብዘይምንም ቁፅፅር ዝቕብኡ ቀለማት ፅባቐ እታ ከተማ ኣብ ምሕላው ናይ ባዕልቶም ጉድለት ከምዘለዎም ሓቢሩ።

ስለዝኾነ እቲ ፀገም ንምቕራፍ እቲ ምምሕዳር ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ተመክሮ ብምውሳድ ቀለም ህንፃታት ብዝምልከት ደረጃ ከምዘውፅአ ገሊፁ።

ብመሰረት እዚ ነታ ከተማ ዝስማዕምዑ 13 ዓይነታት ቀለም ከምዝተፈለዩ ሓቢሩ።

ካብ መንጎ እቶም ዝተለለዩ ቀለመት ሰብ ሃፍቲ ህንፃታት ዝመርፅዎ ብምውሳድ ጀናይ ምጥቃም መሰል ከምዘለዎም ኣብሪሁ።

እቶም ዝተመረፁ ቀለማት እዞም ዝስዕቡ ኢዮም፦

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.