Fana: At a Speed of Life!

ምክትል ፀሓፊ ሰብኣዊ ጉዳያት ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ዝገብርዎ ዑደት ጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ፀሓፊ ሰብኣዊ ጉዳያትን ኣተሓባባሪ ሓገዝ ህፁፅ ግዜን ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ማርቲን ግሪፍትስ ኣብ ኢትዮጵያ ዝገብርዎ ዑደት ጀሚሮም።

እቲ ዑደት ንሽዱሽተ መዓልታት ዝፀነሕ ኢዩ ተባሂሉ።

ማርቲን ግሪፍትስ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዘህልዎም ፃንሒት ምስ ላዕለዎት ሰብ መዚ መንግስቲን ተወከልቲ ሰብኣዊን ሓገዝ ወሃብቲ ማሕበረሰብን ክዛተዩ ኢዮም ዘብል ትፅቢት ኣሎ።

ብተወሳኺ ኣብ ክልላት ትግራይን ኣምሓራን ዑደት ከመዝገብሩ ካብ ቤት ፅሕፈት ሰብኣዊ ጉዳያት ውድብ ሕቡራት መንግስታት  ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.