Fana: At a Speed of Life!

ሞስኮ ዩክሬን ካብ ምዕራባውያን ዝረኸበቶም ኣፅዋራት ተጓዓዕዘሎም ኢያ ዝበለቶም  መስመራት ባቡር ካብ ስራሕ ወፃእ ምግባራ ገሊፀ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሞስኮ ዩክሬን ካብ ምዕራባውያን ዝረኸበቶም ኣፅዋራት ተጓዓዕዘሎም ኢያ ዝበለቶም  ሽዱሽተ ጣቢያታት መስመር ባቡር ካብ ስራሕ ወፃእ ምግባራ ገሊፃ።

ሚኒስቴር ምክልኻል ሩሲያ ከምዝሓበሮ፥ በቲ ድብደባ ኣርባዕተ መኻዚናት ኣፅዋር ሓዊሱ 40 ወታደራዊ ዒላማታት ዩክሬን መጥቃዕቲ ተፈፂሙሎም ኢዩ።

እቶም መስመራት ባቡር እንታይ ዓይነት ብምዕራባውያን ዝተሰርሐ ኣፅዋር እናተጓዓዓዙሎም ከምዝነበሩ ግልፂ ኣይተገበረን።

እቶም ጣቢያታት ሓይሊ ባቡር ካብ ባሕሪን ኣየርን ብዝተተኮሱ መሳርሒታት ክዓንዉ ከምዝተገበረ እ ሚኒስቴር ምግላፁ ቲኣርቲ ፀብፂቡ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.