Fana: At a Speed of Life!

ሩሲያ ኣብ መረብ ድሕንነት መረዳእታ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ከምእተጠናኽር ገሊፃ

ኣዲስ ኣበበ፣ 22 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣብ መረብ ድሕንነት መረዳእታ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ከምእተጠናኽር ገሊፃ።

ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ ምስ ምክትል ሚኒስትር  ዲጂታል ልምዓት፣ ኮሙኒኬሽንን መራኸብቲ ሓፋሽን ሩሲያ ማክሲም ፓርሺን ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ ተዛቲዮም።

ዶክተር በለጠ ሞላ፥ ሩሲያ ኢትዮጵያ ንዝሓዘቶ ጉዕዞ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን አትገብሮ ደገፍ ኣጠናኺራ ንክትቅፅል ሓቲቶም።

ብፍላይ ብዲጂታል ክእለትን መረብ ድሕንነትን ካብ ሩሲያ ልምዲ ንምውሳድ ኢትዮጵያ ከምእትደሊ ተዛሪቦም።

ማክሲም ፓርሺን ብግደኦም፥ ሩሲያ ኣብ መረብ ድሕንነት መረዳእታ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ከምእተጠናኽር ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.