Fana: At a Speed of Life!

ሰብ ሃፍቲ ሩሲያ ኣብ ዓውዲ ኣፍራዪ ኢንዱስትሪ ንክሳተፉ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ሩሲያ ኣብ ዓውዲ ኣፍራዪ ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ንክሳተፉ ተሓቲቱ።

ሚኒስትር ኢንዱስትሪ  መላኩ ኣለበል፥ ብሓላፊ ኤጀንሲ ሃፍቲ ዕደና ሩሲያ ኢቭጌኒ ፔትሮቭ መስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ዘቲዮም።

ነቶም ሰብ ሃፍቲ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት መብርሂ ተዋሂቡዎም።

ኢትዮጵያ ንኢንዱስትሪ ዝኸውን ምቹእ ስነ ምህዳር፣ እኹል ሓይሊ ሰብን ጥረ ኣቕሓን ከምዘለዋ ኣይተ መላኩ ኣብሪሆም።

ስለዝኾነ ሰብ ሃፍቲ ሩሲያ ኣብ ዓውዲ ኣፍራዪ ኢንዱስትሪ ንክሳተፉ ፃውዒት ምቕራቦም ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.