Fana: At a Speed of Life!

ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብቲ ጉባኤ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት 2016 ዓ.ም እቲ ክልል ብርእሰ ምምሕዳር ኣርዲን በድሪ ቀሪቡ።

እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ዘቕረብዎ ፀብፃብ፥ 106 ካፒታል ፕሮጀክትታት ንምፍፃም ትልሚ ተታሒዙ ናብ ህንፀት ከምዝተኣተወ ሓቢሮም።

2 ቢሊየንን 131 ሚሊየንን ብር ብምእካብ ካብ ትልሚ ንላዕሊ ከምዝተሰርሐ ተዛሪቦም።

ብተወሳኺ ብዓውዲ ግብርና ልዕሊ 168 ሺሕ ኩንታል ፍሪያት ምሸላን ዕፉንን ከምዝተረኸበ ኣብሪሆም።

ብተሾመ ሃይሉ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.