Fana: At a Speed of Life!

ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ህዝብታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ።

ዋና ኣፈ ጉባኤ እቲ ክልል ወንድሙ ኩርታ፥ እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዝሓለፈ ባጀት ዓመት ብዙሓት ስራሕቲ ከምዝሰርሐ ተዛሪቦም።

ብመሰረት ብሕገ መንግስቲ ዝተውሃቦ ስልጣን ትፅቢት ዝግበረሉ ሓላፍነት ከምዝተዋፅአ ሓቢሮም።

ንታሕተዋይ መሓዉር ኩሉ ዓይነት ደገፍ ብምግባር ኣብ ቀፃሊ ጠመተ ክግበር ኢዩ ኢሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.