Fana: At a Speed of Life!

ስራሕቲ ፅገና ፍልፍል ሓይሊ ቆቃ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብልዕሊ 20 ሚሊየን ብር ዝግበር ዝነበረ ስራሕቲ ፅገና “ስቲሊንግ ቤዚን”  ፍልፍል ሓይሊ ኤሌክትሪክ ቆቃ ተዛዚሙ።

ኣብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣካያዲ ስራሕ ስራሕቲ ፅገና ስቪል ሓይሊ ህንፀት ጣቢያታት መተሓላለፍቲ መስመራትን ምክፍፋልን ኢንጅነር ግርማ መንገሻ፥ ብሸነኽ መተንፈሲ ማይ ካብቲ ግድብ ዝወፅእ ማይ ዝዓርፈሉ መሬት እናተሸርሸረ ብምምፅኡ እቲ ስራሕቲ ፅገና ከምዝተገበረ ተዛሪቦም።

እቲ ዝተገበረ ፅገና ነዚ ዝፈትሕ ከምዝኾነ እውን ሓቢሮም።

ስለዝኾነ እቲ ጣቢያ ንተወሰኽቲ ዓማውቲ ኣገልግሎት ንክህብ ዘኽእል ከምዝኾነ ምግላፆም ካብቲ ቤት ዕዮ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.