Fana: At a Speed of Life!

“ስታርት ኣፕ ኢትዮጵያ” ንዕድል ስራሕ መናእሰይ ዝሙቺ ከባቢ ብምፍጣር ፀገም ዝፈትሑ ዓውዲታት ስራሕ ንምኽፋት ዝዓለመ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)“ስታርት አፕ ኢትዮጵያ” ንዕድል ስራሕ መናእሰይ ዝሙቺ ከባቢ ብምፍጣር ፀገም ዝፈትሑ ዓውዲታት ስራሕ ንምኽፋት ዝዓለመ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይአ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ መናእሰይ ብምህዞ ሓሳብ ዝተመልኡ ኣንቀሳቐስቲ ሃገርና ምዃኖም ብምቕባል ሓሳቦም ናብ ተግባር ዝቕይሩሉ ድጋፍ ፖሊሲ እቲ ዓውዲውን ኣዝዩ ኣድላዪ ኢዩ ኢሎም።

ካብ ዘለዎ እዋናዊ ብድሆታት ብተወሳኺ ኣብ ስራሕቲ ዝሓለፉ 6 ዓማውቲ ዝተፈላለዩ መሓንቓት ብምፍታሕ ሰፋሕቲ ዕድላት ንምርካብ መገዲ ዝተኸፈተሉ ኢዩ ክብሉ እውን ገሊፆም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.