Fana: At a Speed of Life!

ሶማሊያ ኣብ ዝመፅ ወርሒ 15 ሰነ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ክተካይድ ኣያ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሶማሊያንነዊሕ እዋን ዝተናውሐ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ኣብ ዝመፅ ወርሒ 15 ሰነ ከምተካይድ ኣፍሊጣ።

ፓርላማ ሶማሊያ ሎሚ መዓልቲ ከምዝሓበሮ፥ ብሃንቀውታ ትፅቢት እናተገበረ ዝነበረ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ኣብ መፋርቕ ወርሒ ሰነ ዝካየድ እንትኸውን፤ ካብ ክልቲኦም ኣቢያተ ምኽሪ 329 መውፃእቲ ሕጊ፣ 54 ኣባላት ሴኔትን 275 ኣባላት ታሕተዋይ ቤት ምኽሪን 10ይ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ክመርፁ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ፡፡

እቲ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ፥ ሶማሊያ ካብ ባዕዳዊ መግዛእቲ ንኽትወፅእ ቃልሲ ናፅነት ብመሪሕነት እናመርሐ ዝነበረ መበል 79 ዓመት ሊግ መናእሰይ ሶማሊያ ኣብ ዝኽበረሉ እዋን ዝካየድ ምዃኑ ንሶማሊያውያን ፍሉይ ትርጉም ኣለዎ ተባሂሉ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.