Fana: At a Speed of Life!

በዓል ሆሳእና ኣብ ከተማ ኣኽሱም ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊን ባህላዊን ስነስርዓታት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ሆሳእና ኣብ ርእሰ ኣድባራት ወ ገዳማት ቤተክርስትያን ፅዮን ኣኽሱም ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊን ባህላዊን ስርዓታት ይኽበር ኣሎ።

እቲ በዓል በብዓመቱ ብዝተፈላለዩ ስርዓታት ዝኽበር እንትኸውን፥ ሎሚ ዘበን ድማ ምእመናን ቅድሚ ሰለስተ መዓልቲ ጀሚሮም ብበዝሒ ናብታ ከተማ ምእታው ከምዝጀመሩ ተገሊፁ።

ነቲ በዓል ንምኽባር ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ንዝመፅኡ መእመናን ስነ ሰርዓት ሕፅበት እግሪ ይካየድ ኣሎ።

ካልኦት ዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊን ባህላዊን ትሕዝቶታት ዘለዎ ስነ ስርዓታት ብምክያድ ኣብ ምኽባር ይርከብ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.