Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ሉእላዊ ቤት ምኽሪ ሽግግር ሪፐብሊክ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ሉእላዊ ቤት ምኽሪ ሽግግር ሪፐብሊክ ሌተናል ጀነራል መሓመድ ሓምዳን ዳጋሎ ዘቲዮም።

ህዝቢ ሱዳን ናይ ባዕሎም ፀገም ፀገም ባዕልቶም ንምፍታሕ ዘለዎም ዓምዩቕ ዓቕሚ ንክጥቀሙ ምትብበዖም ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ካርቱም ዘምርሑ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ፥ ምስ ፕሬዚዳንት ሉእላዊ ቤት ምኽሪ ሽግግር ሪፐብሊክ ሱዳን ጄኔራል ኣብደል ፈታሕ ኣል ቡርሃን ምዝታዮም ይዝከር።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.