Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ከይዲ ህንፀት መዕርፎ ነፈርቲ ወላይታ ሶዶ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ )ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ  ክልል ደቡብ ወላይታ ሶዶ ኣምሪሖም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብቲ ከባቢ እንትበፅሑ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ እርስቱ ይርዳውን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ኣቀባብላ ገይረሙሎም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ፃልሒቶም ከይዲ ህንፀት ብፕሮጀክት ህንፀት ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ዝተጀመረ ፋብሪካ ሕሩጭ ዑደት ገይሮም።

 ብተወሳኺ ከይዲ ህንፀት መዕርፎ ነፈርቲ ወላይታ ሶዶ ተዘዋዊሮም ከምዝተዓዘቡ ተገሊፁ።

ብመለስ ታደለ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/detailsኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1 ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.