Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ መሳታኦም ጀስቲን ትሩዶ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ካናዳ ጀስቲን ትሩዶ ተዛቲዮም።

እቶም መራሕቲ ኣብ ሃገራዊን ቀጠናዊን ጉዳያት ፀፅታ ብምድሃብ ውፅኢታዊ ዘተ ከምዝገበሩ ተገሊፁ።

ካናዳ ንኢትዮጵያ ናይ ኩሉ ጊዘ መሻርኽታ ኮይና ፀኒሓ ኢያ ኢሎም እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር።

ስለዝኾነ ኣብ ሕሉፋት ርክባትና ተደሪኽና መትሕብባርና ክነጠናኽር ኢና ኢሎም።

ብተወሳኺ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ዝገበርዎ ሃናፂ ዘተ አመስጊኖም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ
ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.