Fana: At a Speed of Life!

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ሓፈሻዊ ሃፍቱ 1 ነጥቢ 3 ትሪሊየን ብር በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ሓፈሻዊ ሃፍቱ 1 ነጥቢ 3 ትሪሊየን ብር ምብፅሑ ኣፍሊጡ።

እቲ ባንኪ ኣብ ውሽጢ ትሽዓተ ኣዋርሕ ልዕሊ 123 ቢሊየን ብር ተቐማጢ ገንዘብ ምእካብ ምኽኣሉ ኣፍሊጡ።

ኣብ ኣተኣኻኽባ ገንዘብ፣ ምሃብ ልቓሕን ምእካብን፣ ተበፃሕነት ኣገልግሎት ባንኪ ዲጂታል ኣብ መግባር፣ ኣብ ምርካብን ቀረብን  ሸርፊ ወፃኢ ከምኡውን ኣብ ካልኦት ፋይናንስን ፋይናንስ ተንከፍ ዘይኮኑ ኣፈፃፅማታትን ስራሕ ከምዝተሰርሐ ገሊፁ።

ኣብ ውሽጢ 9 ኣዋርሕ ብኣማራፂ ዲጂታል ባንኪ ጥራሕ 2 ነጥቢ 1 ትሪሊየን ብር ምንቅስቓሱ ካብቲ ባንኪ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.