Fana: At a Speed of Life!

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ብሰራሕተኛታት ደቂ ኣኒስቲዮ ጥራሕ ኣገልግሎት ዝህብ ቅርንጫፍ ኣብ ጅማ ከፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27  ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ብሰራሕተኛታት ደቂ ኣኒስቲዮ ጥራሕ ኣገልግሎት ዝህብ ቅርንጫፍ ኣብ ጅማ ከፊቱ።

ፅሬትን ተበፃሕነትን ኣገልግሎቱ ዝሓሸ ንምግባር ዘኽእል ከምዝኾነ ድማ እቲ ባንኪ ገሊፁ።

እቲ ባንኪ መሪቖም ዝኸፈቱ ኣካያዲ ስራሕ ጅማ ዲስትሪክት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣይተ መልካሙ ዴሲሳ፥ እቲ ቅርንጫፍ ብብርኪ ሃገር ብደቂ ኣንስቲዮ ዝምራሕ ካልኣይ ቅርንጫፍ ኢዩ ኢሎም።

ብወርቃኣፈራሁ ያለው

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.