Fana: At a Speed of Life!

ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያ 500 ሚሊየን ዶላር ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቦርድ ዳይሬክቶሬት ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያ ብመለከዕ ደገፍ ዝወሃብ 500 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣፅዲቑ።

250 ሚሊየን ዶላር ብሓገዝ 250 ሚሊየን ዶላር ድማ ብመልክዕ ልቓሕ ዝወሃብ ከመዝኾነ ተገሊፁ።

ዕላማ እቲ ደገፍ ገንዘብ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተጀመረ ሪፎርም ኢኮኖሚ ንምሕጋዝ ዝውዕል ከምዝኾነ እውን ተሓቢሩ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.