Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ።

ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ቡዜና ኣልከድር ኣጀንዳታት እቲ ጉባኤ ገሊፀን።

ብመሰረት እዚ፥ ምፅዳቕ ቃለ ጉባኤ፣ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ዝህብኡ መብርሂ ምድማፅ፣ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ብምዝታይ ምፅዳቕን ሹመታት ምፅዳቕን ዝብሉ ኣጀንዳታት ከምዝተቐመጡ ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.