Fana: At a Speed of Life!

ብሄራዊ ባንኪ ኣፍራዪ ኢንዱስትሪ ምድጋፍ ዘኽእሉ መመሓየሺታት ይገብር ከምዘሎ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኣፍራዪ ኢንዱስትሪ ብፋይናንስ ምድጋፍ ዘኽእሉ መመሓየሺታት ይገብር ከምዘሎ ገሊፁ።

ተበፃሕነት ፋይናንስ ንዓውዲ ኣፍራዪ ኢንዱስትሪ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ፥ ሚኒስትራት፣ ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ማሞ ምህረቱ፣ ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ዮሃንስ ኣያሌው (ዶ/ር)፣ ሰብ ሃፍቲን ኣብቲ ዓውዲ ዝተዋፈሩ መዳርግቲ ኣካላትን ተረኺቦም።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.