Fana: At a Speed of Life!

ብሄራዊ ፓርክ ኣኽራናት ባሌ ብቅርስነት ዓለም ኣብ ዩኔስኮ ተመዝጊቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዝርከብ ብሄራዊ ፓርክ ኣኽራናት ባሌ ብቅርስነት ዓለም ኣብ ትካል ትምህርቲ፣ ሳይንስን ባህልን ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ዩኔስኮ) ተመዝጊቡ።

እቲ ፓርክ ኣብ ኢትዮጵያ መበል ካልኣይ ኣብ ዓለም ድማ መበል 11 ግዙፍ ቅርሲ ብምዃን ኢዩ ተመዝጊቡ።

ኣብ ሚኒስቴር ቱሪዝም ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ከምዘረድኦ፥ ብሄራዊ ፓርክ ኣኽራናት ባሌ እንስሳት፣ ንንግዲ ካርቦን ዘገልግሉ ደንታት ተፈጥሮን ካልኦት ብዝሃ ህይወትን ዝርከብሉ ኢዩ።

ኣብ ዞባ ጌዴኦ ዝርከብ ባህላዊ ገፀ ምድሪ ጌዴኦ ትማሊ ኣብ ዩኔስኮ ምምዝጋቡ ይዝከር።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.