Fana: At a Speed of Life!

ብሓደጋ ትራፊክ  ሰለስተ ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከባቢ ወረዳ ኣርባንጭ ጣቢያ ቆላ ሼሌ ኣብ ዝተብሃለ ቦታ ብሓደጋ ትራፊክ  ሰለስተ ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ፖሊስ ዞባ ጋሞ ገሊፁ።

እቲ ሓደጋ ትማሊ ምሸት ኣስታት ሰዓት 2፡00 ከምዘጋጠመ ዝገለፁ ኣዛዚ ፖሊስ እቲ ዞባ ኢንስፔክተር ደበበ ኦንታ፥ ኣብ ልዕሊ ካልኦት ሽዱሽተ ሰባት እውን ቀሊል ጉድኣት ኣካል ከምዘጋጠመ ተዛሪቦም።

ጉድኣት ዘጋጠሞም ሰባት ኣብቲ ከባቢ ናብ ዝርከብ ሆስፒታል ብምኻድ ሓገዝ ሕክምና ከምዝተገበረሎም ኣብሪሆም ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.