Fana: At a Speed of Life!

ብስም ኢንቨስተርነት ገበን ምጭብርባር ዝፍፅሙ  ዜጋታት ወፃኢ ዓዲ ከምዘለዉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብስም ኢንቨስተርነት ገበን ምጭብርባር ዝፍፅሙ  ውሱናት ዜጋታት ወፃኢ ዓዲ ከምዘለዉ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ገሊፁ።

ኢንተለጀንስ ገበን ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል፥  እቶም ውልቀ ሰባት ኣብ ኣዲስ ኣበባዝነብሩ ኢዮም።

መንነት ሃፍትን ንብረትን ዘለዎም ኢትዮጵያውያን ብምፅናዕ ምቅርራብ ብምፍጣር ልዑል ገበን ምጭብርባር ይፍፅሙ ከምዘለዉ ምርግጋፁ ድማ ተዛሪቡ።

ብተወሳኺ ዶላር ናይ ምብዛሕ ገበን ከምዝፍፅሙ ተገሊፁኡ።

ግዳያት እቲ ተግባር ምጭብርባር ዝኾኑ ቤተሰቦም ንምብትታን፣ ንድኽነትን ጠንቂ ጥዕናን ከምዝኾኑ ብምግላፅ፥ ሕብረተሰብ ከምዚ ዓይነት ምጭብርባር እንትርእይ ንዝምልከቶ ኣካይ ሓበርታ ክህብ ከምዘለዎ ተገሊፁ።

ብነፃ ስልኪ መስመር 987 ብምድዋል ጥቆማ ምሃብ ከምዝከኣል እውን ተዘሪቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.