Fana: At a Speed of Life!

ብብፅዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ዝተመሓላለፈ መልእኽቲ ንሲኖዶስ ከምዘይውክል ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማዊ ፓትርያርክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘአክሱም ወጨጌ ዘመንበረ ተክለሃይማኖት ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማቲያስ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ንሲኖዶስ ከምዘይውክል ተገሊፁ።

ዋና ፀሓፊ እቲ ሲኖዶስ ብጹዕ አቡነ ዮሴፍ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ዝኾነ ይኩን መልእኽቲ ቅድሚ ምትሕልላፉ ኣብ ሲኖዶስ ኣብ ዝግበር ኣኼባ ውሳነ ክወሃቦ ይግባእ ኢሎም።

ስለዝኾነ ብብፅዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ናይ ውልቀ ቅዋም እንበር ናይቲ ሲኖዶስ ውሳነ ኣይኮነን ክብሉ ገሊፆም።

ብዱሬቲ ቶሎሳ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.