Fana: At a Speed of Life!

ብተኣማንነት ምስራሕ ትውልዲን ሃገርን ንምቅናዕ ዘሎ ተበግሶ ዘርእይ ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብተኣማንነት ምስራሕ ትውልዲን ሃገርን ንምቅናዕ ዘሎ ተበግሶ ዘርእይ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።

ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ተኣመንቲ ከፈልቲ ግብሪ ስራሕቶም እንትሰርሑ ስርቂ እውን ንክዋግኡ ፃውዒት ምቕራቦም ብምዝኽኻር፥ ነቲ ፃውዒት ንዝተቐበሉ ቆራፃት ሎሚ ፍሉይ ኣፍልጦ ሂቦም።

ኣብዚ እዋን እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ”ሎሚ ንኣፍልጦ ዝበቓዕኹም ከፈልቲ ግብሪ ሃገር ተመስግነኩም” ኢሎም።

ኣብ ዝቕፅሉ አማውቲ ሃገርን ትውልዲን ኣኽቢሮምን ኣቐዲሞምን መርኣያነቶም ናብ ካልኦት ንከጋፍሑ መምእኽቶም ኣመሓላሊፎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.