Fana: At a Speed of Life!

ብፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ዝምራሕ ዓለም ለኸ ኮሚሸን ስርዓተ ትምህርቲ ተዛቲዩ

አዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ዝምራሕ ዓለም ለኸ ኮሚሸን ስርዓተ ትምህርቲ ተዛቲዩ።

እቲ ኮሚሽን ፀብፃቡ ንምዝዛም ኣስታት ክልተ ኣዋርሕ ዝተረፎ እንትኸውን፥ እተም ኣባላት ኣብ ትሕዝቶ እቲ ፀብፃብ ከምዝተዛተየ ካብ ቤት ዕዮ ፕሬዚዳንት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረደእ።

ካብ መላእ ዓለም ዝተውፃእፅኡ ሰብ ሞያታት ዝሓቖፈ እቲ ኮሚሽን፥ ዕላዊ ክርክር፣ ዘተ ፖሊሲ፣ ናይ ሓባር ስጉምቲታት ዘለዓዕሉን ቀፃሊ ዕድል ትምህርቲ እንታይ ክመስል ኣለዎ ንዝብል በሪ ዝኸፈተ ኢዩ ተባሂሉ።

እቲ ፀብፃብ ኣብ ወርሒ ሕዳር 2021 ኣብ ዝካየድ ሓፈሻዊ ጉባኤ ዩኔስኮ ክቐርብ ኢዩ ዝበል ትፅቢት ኣሎ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.