Fana: At a Speed of Life!

ቫይረስ ኮሮና ዘሕድሮ ፅዕንቶ ንምንካይ ዝዓለመ ልዝብ ኣብ ከተማ ጎንደር ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቫይረስ ኮሮና ኣብ ኢኮኖሚን ማሕራዊ ሕይወትን ዘሕድሮ ፅዕንቶ ንምንካይ ዝዓለመ ልዝብ ኣብ ከተማ ጎንደር ይካየድ ኣሎ።

እቲ ዘተ ኮቪድ-19 ንምክልኻል ዶብ ሰገር ስራሕቲ ንምስራሕ ኢጋድን ሕብረት ኣውሮፓን ክሰርሑዎም ዝግብኡ ጉዳያት ዝምልከት ሓሳብ ተላዒሉ።

ኮሚቴ ዶብ ሰገር ኣብ ዶባት ሱዳንን ኢትዮጵያ ከምኡ እውን ኣብ ከባቢታት ዶብ መተማ ብዛዕባ ክስራሕ ዝግኦ ስራሕቲ ምክልኻል ኣመልኪቱ ከምዝተዛተየ ተገሊፁ።

ኣብ ሞንጎ ሸሞንቲአን ኣባል ሃገራት ኢጋድ ኮቪድ ንምክልኻል ዶብ ሰገር ኮሚቴታት ሓገዝ ክገብሩ ከምዝግባእ መተሓባበሪ ግብረ መልሲ ኮቪድ-19 ኢጋድ ዶክተር ግሩም ሃይሉ።

ኣብ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ዳይሬከክተር ጉዕዞን ጥዕና ደባትን ኣይተ ዮሃንስ ዳጉሳ ብግደኦም፥ ዶብ ሰገር ስራሕቲ ምስረሖም እናተስፋሕፈሐ ዝመፅአ ለበዳ ኮቪድ ንምክልኻል ዕዙዝ ግደ ከምዘለዎ ተዛሪቦም።

ብክብረወሰን ኑሩ

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.