Fana: At a Speed of Life!

ተመረቕቲ ተምሃሮ ዩንቨርስቲ ዓዲግራት ኣብ  ዩንቨርስቲ መቐለ ክምረቑ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ተምሃሮ ዩንቨርስቲ ዓዲግራት ኣብ  ዩንቨርስቲ መቐለ 30 ታሕሳስን 1 ጥሪን 2013 ዓ.ም ሪፖርት ብምግባር ትምህርቲ ንክጅምሩ ተወሲኑ።

ተምሃሮ ሕክምና ድማ ኣብ ዩንቨርስቲ መቐለ ካምፓስ ዓይደር ከምዝኣትዉ ተገሊፁ።

የሳይንስና ከፍተኛ ትምህርት ሚኒስቴር ጽህፈት ቤት ኃላፊ አቶ ደሳለኝ ሳሙዔል በጉዳዩ ዙሪያ መግለጫ ሰጥተዋል፡፡

ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ሚኒስቴር ሳነስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ኣይተ ደሳለኝ ሳሙዔል ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ትምህርቶም ኣብ ዩንቨርስቲ መቐለ ነክዛዘም ዝተወሰነሎም ተምሃሮ ዩንቨርስቲ ዓዲግራት ተመረቕቲ ዓመተ 2012 ኢዮም ኢሎም።

እቲ ውሳነ ዩንቨርስቲ ዓዲግራት ፅገና ወርክሾፕ፣ ቤተ ፈተነ፣  ናውቲን ኔትወርክን ክሳብ ዝካየድ ኢዩ ተባሂሉ።

ዝተረፉ ኣብቲ ክልል ዝርከቡ ዩንቨርስቲታት ነባርን ሓደሽቲን ተምሃረኦም ኣብ ቀረባ እዋን ምቕባል ክጅምሩ ኢዮም።

ብኣወል ኣበራ

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.