Fana: At a Speed of Life!

ትካል ገንዘብ ዓለም ንኢትዮጵያ 2 ነጥቢ 9 ቢሊዮን ዶላር ኣሜሪካ ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 03 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ገንዘብ ዓለም (ኣይ.ኤም.ኤፍ) ንኢትዮጵያ 2 ነጥቢ 9 ቢሊዮን ዶላር ኣሜሪካ ሓገዝ ምግባሩ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ ትካል ገንዘብ ዓለም ንመፈፀሚ ፕሮግራም መመሓየሺ ሃገር በቆል ኢኮኖሚ ዝውዕል 2 ነጥቢ 9 ቢሊዮን ዶላር ኣሜሪካ ንምሕጋዝ ወሲኑ ኣሎ።

እቲ ዝተረኸበ ሓገዝ፥ ኢትዮጵያ ዝጀመረቶ ኩለመዳይ ለውጢ ተጠናኺሩ ንኽቕፅል ልዑል ኣተዋፅኦ ዘለዎ ምዃኑ እውን ገሊፆም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.